BBC News ትግርኛ ተወከሱ

እትህቡና ውልቃዊ ሐበሬታ፡ ተሳትፎኹም ኮነ እተቕርቡዎ ጥርዓንን መልሰ ዕንጋለን: ብናይ ቢቢስን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎትን መስርሕ እዩ ዝረአን ዝምመን።

ንእትህቡና ሓበሬታ፡ ቢቢስን ካልኦት ዝደጋገፉና ወሃብቲ ኣገልግሎትን: ብሕግን ፖሊስን ዕቃበ ውልቃዊ ሓበሬታ ኢና ንሕዞ።

ቢቢሲ፡ ንርእይቶ ተኸታተልትና፡ ንተገዳስነቶምን ሻቕሎቶምን፡ ንመስርሕ ዕቃበን ኣጠቓቕማ ውልቃዊ ሐበሬታ ብዘማልእ ኣገባብ ይሕዞ።

ቢቢሲ፡ ንውልቃዊ ሐበሬታ ተኸታተልቱን ሰዓብቱን፡ ብኸመይ ከምዝዕቅቦ BBC's Privacy and Cookies Policy ኢልኩም ክትውከሱን ተወሳኺ ሐበሬታን ክትረኽቡ ትኽእሉ።

ቢቢሲ፡ ኣብ ኣተሐሕዛ ውልቃዊ ሐበሬታትን፡ ኣብ ግብሪ መልሲ ዕግበትን ዝኽተሎ ኣገባብ ምስ ዘይሰማማዓኩምን፡ ጥርዓን ምስ ዝህልወኩምን ናብ information office ክትሕብሩ ትኽእሉ።

ርእይቶታትኩም ብኢመይል ክትሰዱልና ምስ እትደልዩ ናብ [email protected] ጸሓፉልና።

ዋላኳ ንኹሉ ዝመጽኣና ኢመይላት ከነንብቦ ንጽዕት እንተኾና፡ ንኹሉ ግበረ መልሲ ናይ ምሃብ ውሕስና ከነረጋግጽ ግን ኣይንኽእልን ኢና። ንኢመይልኩም ንምምላስ ወይ ንዝያዳ መብርሂ ክንምለሰኩም ንኽእል ንኸውን።

ጥርዓንኩም ክትሰዱልና ምስ እትደልዩ፡ ናይ ጥርዓን ገጽና complaints page ተጠቐሙ።

ናይ ርክብ ዝርዝራት
ዘይምቕባል